ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት

እግረ ጽሑፍ

a ኣብ መንጎ ስድራ ቤት ሓጐስ ኪሰፍን እንተ ዀይኑ፡ ነፍሲ ወከፍ ኣባል ካብኡ እንታይ ትጽቢት ከም ዚግበር ፈሊጡ ምስ ካልኦት ኣባላት ስድራ ቤቱ ኺተሓባበር ኣለዎ። ኣብ ከምዚ ዝበለ ስድራ ቤት፡ ኣቦ ንስድራኡ ብፍቕሪ ይመርሕ፡ ኣደ ንዕኡ ትድግፎ፡ ውሉዳት ከኣ ብተኣዛዝነት ምስ ወለዶም ተሓባቢሮም ይመላለሱ። ኣብ ስድራ ቤት የሆዋ እውን ካብዚ እተፈልየ ኣይኰነን። ኣምላኽና ንዓና ዕላማ ኣለዎ፣ ምስቲ ዕላማኡ እንተ ተሓባቢርና፡ ንዘለኣለም ኣባል ስድራ ቤት የሆዋ ኽንከውን ኢና።

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ