እግረ ጽሑፍ
a የሆዋ ኣምላኽ ፈጣሪ ኸም ዝዀነ፡ ቅዱሳት ጽሑፋት ብንጹር ይምህር እዩ። ብዙሓት ሰባት ግና ነዚ ኣይኣምኑሉን እዮም። ህይወት ባዕሉ ኸም ዝፈለቐ እዮም ዚኣምኑ። ንሕና ኣብ ኣምላኽን ኣብ መጽሓፍ ቅዱስን ዘሎና እምነት ንምድልዳል ኣበርቲዕና እንተ ዓዪና፡ እዚ ኣተሓሳስባኦም ንእምነትና ኣይንቕንቖን እዩ። እዛ ዓንቀጽ እዚኣ፡ ከመይ ጌርና ኸምኡ ኸም እንገብር ትገልጸልና።