ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት

እግረ ጽሑፍ

a ንየሆዋ ኣዚና ነፍቅሮ ኢና፣ ኣብ ኣገልግሎቱ እውን ዚከኣለና ኽንገብር ንደሊ ኢና። ነዚ ኣብ ኣእምሮና ሒዝና፡ ኣገልግሎትና ንምስፋሕ ንድረኽ ወይ ኣብ ጉባኤ ተወሳኺ ዕዮታት ንምዕያይ ንመጣጠር ንኸውን። ኰይኑ ግና፡ ዚከኣለና እናጸዓርና ኽነስና፡ ንገሊኡ ሸቶታትና ኽንወቕዖ እንተ ዘይከኣልናኸ፧ ከመይ ጌርና ኢና ኣፍረይትን ሕጉሳትን ኴንና ኽንቅጽል እንኽእል፧ ኣብታ የሱስ ዝመሰላ ምሳሌ እተን ታለንት፡ መልሲ ንረክብ ኢና።

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ