እግረ ጽሑፍ
a የሆዋ ምንጪ ሕያውነት እዩ። ንዅሉ ሰብ፡ እንተላይ ንእኩያት፡ ሰናይ ይገብር እዩ። ምናዳ ግና ንእሙናት ኣምለኽቱ ደስ ኢልዎ ሰናይ ይገብረሎም እዩ። ኣብዛ ዓንቀጽ እዚኣ፡ የሆዋ ንኣገልገልቱ ብኸመይ ሕያውነቱ ኸም ዝገለጸሎም ክንርኢ ኢና። እቶም ኣገልግሎቶም ዜስፍሑ ዘበሉ፡ ሕያውነት የሆዋ ብፍሉይ መገዲ ብኸመይ ከም ዚርእዩ እውን ክንምርምር ኢና።