እግረ ጽሑፍ
a ገሊኡ እንገብሮ ውሳነታት ነቲ ንየሆዋ ንምግልጋል እንህቦ ግዜን ጕልበትን ኪጸልዎ ይኽእል እዩ። ምናዳ ሓደስቲ ሰብ ሓዳር፡ ኣብ ህይወቶም ነባሪ ጽልዋ ኺህልዎ ዚኽእል ውሳነታት የጋጥሞም እዩ። እዛ ዓንቀጽ እዚኣ፡ ሓጐስን ትርጉምን ዘለዎ ህይወት ኪረኽቡ ዜኽእል ውሳነታት ንምግባር ትሕግዝ።