እግረ ጽሑፍ
a ብተኣማንነት እትርአ ፍቕሪ እንታይ እያ፧ የሆዋ ንመን እዩ ብተኣማንነት ዜፍቅር፧ እቶም ነዛ ዓይነት ፍቕሩ ዚረኽቡኸ ብኸመይ እዮም ዚጥቀሙ፧ መልሲ እዚ ሕቶታት እዚ፡ ኣብዛ ዓንቀጽ እዚኣ ኽንረክብ ኢና። ኣብዛ ዓንቀጽ እዚኣን ኣብ እትቕጽልን ከኣ፡ ብዛዕባ እዛ ባህርይ እዚኣ ኽንምሃር ኢና።