እግረ ጽሑፍ
d መግለጺ ስእሊ፦ የሆዋ ነቶም ዜገልግልዎን በቲ በጃ ዚኣምኑን ብፍሉይ መገዲ ይሕዞም። ኣገልገልቲ የሆዋ ኣብ ርእሲ እቲ ንሱ ንደቂ ሰብ ብሓፈሻ ዜርእዮም ፍቕሪ፡ ብተኣማንነት ዚርአ ፍቕሪ ኣምላኽ እውን ይረኽቡ እዮም። ገለ ኻብኡ ድማ ኣብቲ ስእልታት ተጠቒሱ ኣሎ።