እግረ ጽሑፍ
a ጥቕሲ ዓመት 2022 ካብ መዝሙር 34:10 እተወስደት ኰይና፡ “እቶም ንየሆዋ ዚደልይዎ ግና፡ ገለ ጽቡቕ እኳ ኣይጐድሎምን” ትብል። ብዙሓት እሙናት ኣገልገልቲ የሆዋ ብስጋዊ መዳይ ብዙሕ የብሎምን። ከመይ ጌርካ ደኣ እዩ “ገለ ጽቡቕ እኳ ኣይጐድሎምን” ኪብሃል ዚከኣል፧ እዛ ፍቕዲ እዚኣ ሒዛቶ ዘላ ትርጉም ምርዳእ፡ ነቲ ዚመጽእ ዘሎ ኣጸጋሚ እዋን ክንዳሎ ዚሕግዘናኸ ብኸመይ እዩ፧