እግረ ጽሑፍ c መግለጺ ስእሊ፦ ያእቆብ ንልሳንና ብዘይግቡእ ምጥቃም ኬስዕቦ ዚኽእል ሓደጋ ንምብራህ፡ ንእሽቶ ሓዊ ኸም ምሳሌ ተጠቒሙ እዩ። እዚ ድማ ሰባት ብቐሊሉ ኺርድእዎ ዚኽእሉ ምሳሌ እዩ።