እግረ ጽሑፍ a የሱስ ኣብ ገሊኡ ኣጋጣሚታት ብብርቱዕ ስምዒት ተደሪኹ ነቢዑ እዩ። ኣብዛ ዓንቀጽ እዚኣ፡ የሱስ ዝነብዓሉ ሰለስተ ኣጋጣሚታት ክንምርምር፡ ካብ ንብዓቱ እንምሃሮ ትምህርቲ እውን ክንርኢ ኢና።