እግረ ጽሑፍ f መግለጺ ስእሊ፦ የሱስ ንኒቆዲሞስ ብለይቲ ንምምሃር ፍቓደኛ ዀይኑ። ንሕና እውን ንሰባት ኣብ ዚጥዕሞም ሰዓታት ምሳታቶም መጽሓፍ ቅዱስ ንምጽናዕ ፍቓደኛታት ክንከውን ኣሎና።