እግረ ጽሑፍ
a ንጥምቀት ብቑዓት ምእንቲ ኽንከውን፡ ኣብ ስብእናና ለውጢ ኽንገብር ፍቓደኛታት ክንከውን ኣሎና። ኣብዛ ዓንቀጽ እዚኣ፡ እቲ ኣረጊት ስብእና እንታይ ምዃኑን ስለምንታይ ክንቅንጥጦ ኸም ዘሎናን ብኸመይ ከም እንቕንጥጦን ክንርኢ ኢና። ኣብታ እትቕጽል ዓንቀጽ ከኣ፡ ድሕሪ ጥምቀት እውን እንተ ዀነ፡ ብኸመይ ሓድሽ ስብእና ለቢስና ኽንቅጽል ከም እንኽእል ክንምርምር ኢና።