ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት

እግረ ጽሑፍ

a የሆዋ ንዘካርያስ ተኸታታሊ ባህ ዜብል ራእያት ኣርኣዮ። እቲ ዘካርያስ ዝረኣዮ ራእይ፡ ንዕኡን ንህዝቢ የሆዋን ንጹህ ኣምልኾ ዳግም ኪመልሱ ኸለዉ ንዘጋጠሞም ፈተናታት ኪሰግሩ ኣበርቲዕዎም እዩ። እቲ ራእያት ንዓና እውን ፈተናታት እናኣጋጠመና ኽነሱ፡ ንየሆዋ እሙናት ኴንና ኸነገልግሎ ይሕግዘና እዩ። ኣብዛ ዓንቀጽ እዚኣ፡ ካብቲ ዘካርያስ ብዛዕባ ቐዋሚ ቐንዴልን ኣእዋም ኣውሊዕን ዝረኣዮ ራእይ፡ እንታይ ኣገዳሲ ትምህርቲ ኸም እንረክብ ክንምርምር ኢና።

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ