እግረ ጽሑፍ
b ኣብዛ መጽሓፍ እዚኣ፡ “ካብ ምስራት ዓለም” ኣትሒዙ እዩ ኺጽሓፍ ተጀሚሩ፣ ኣብዚ “ዓለም” ኪብሃል ከሎ፡ ነቲ ንሓጢኣቶም ካብ እተኸፍለ በጃ ኺጥቀሙ ናይ ዚኽእሉ ሰባት ዓለም የመልክት። (ማቴ. 25:34፣ ራእ. 17:8) ስለዚ፡ ስም እቲ ጻድቕ ኣቤል ኣብታ መጽሓፍ ህይወት እተጻሕፈ ቐዳማይ ስም ኪኸውን ኣለዎ።