እግረ ጽሑፍ
a መጽሓፍ ቅዱስ ንክርስትያናት፡ ነቶም ኣብ ልዕሊኦም ዘለዉ ሰበ ስልጣን፡ ማለት ንሰበ ስልጣን መንግስትታት እዛ ዓለም ኪእዘዙ ይምዕዶም እዩ። ገሊኦም መንግስትታት ግና ንየሆዋን ንኣገልገልቱን ብቕሉዕ ይቃወምዎም እዮም። እሞ ደኣ ኸመይ ጌርና ኢና ንሰብኣውያን ገዛእቲ ኽንእዘዞምን ኣብ ቅድሚ የሆዋ ዘሎና ንጽህና ኽንሕሉን እንኽእል፧