እግረ ጽሑፍ b መግለጺ ቓላት፦ ኣብ ቅድሚ የሆዋ ንጽህና ምሕላው ኪብሃል ከሎ፡ ዋላ እውን ኣብ ትሕቲ ፈተና እንተ ዀንና፡ ኣብቲ ንዕኡን ንልዑላውነቱን ዘሎና ተኣማንነት ከቶ ኣይንለማለምን ማለት እዩ።