እግረ ጽሑፍ a ብ1992፡ ፕሮፌሰር ኤድዊን ያማውቺ ኣብ ዝጸሓፋ ዓንቀጽ፡ ኣብ ጽሑፋት ጰርሰጶሊስ ዚርከብ ዓሰርተ ስማት ጠቒሱ ኣሎ፣ እዚ ስማት እዚ ኣብ መጽሓፍ ኣስቴር እውን ይርከብ እዩ።