እግረ ጽሑፍ
c ኣብ ወንጌላት፡ የሱስ ዝገበሮ ልዕሊ 30 ተኣምር ብንጹር ተጠቒሱ ኣሎ። ብተወሳኺ፡ ብዝርዝር ዘይኰነስ፡ ብጕጅለ እተገብረ ተኣምራት እውን ተጠቒሱ ኣሎ። ንኣብነት፡ ኣብ ሓደ ኣጋጣሚ፡ “ብምልእታ እታ ኸተማ” ናብኡ ተኣከበት፣ ንሱ ድማ “ሕማም ንዘለዎም ብዙሓት ኣሕወየ።”—ማር. 1:32-34።