እግረ ጽሑፍ b የሆዋ ንሰይጣን፡ ንዓለም ኪገዝኣ ዝፈቐደሉ ምኽንያት ብዚምልከት፡ ኣብታ ኣብ ናይ ሰነ 2017 እተሓትመት ግምቢ ዘብዐኛ፡ “ኣብቲ ዓብዪ ጕዳይ ኣተኵር” ዘርእስታ ዓንቀጽ ርአ።