እግረ ጽሑፍ d መግለጺ ስእሊ፦ ሓንቲ ኣደን ጓላን ካብ ዓደን ተሰዲደን ናብ ካልእ ዓዲ ይኸዳ። ክርስትያናት ብጾተን ሓንጐፋይ ኢሎም ይቕበልወን፡ ግብራዊ ሓገዝ እውን ይህብወን።