እግረ ጽሑፍ d ዝያዳ ሓበሬታ ንምርካብ፡ ኣብ ናይ 15 ሓምለ 2008 ሕታም ግምቢ ዘብዐኛ ዝወጸት፡ “ሚዛናዊ ትጽቢታት ኣሕድር እሞ ሕጉስ ክትከውን ኢኻ” ዘርእስታ ዓንቀጽ ርአ።