እግረ ጽሑፍ
c ኣብ ኣጋ መወዳእታ እቲ እስራኤላውያን ኣብ በረኻ ዝጸንሑሉ 40 ዓመት፡ ብኣማእታት ኣሽሓት ዚቝጸራ እንስሳታት ካብ ውግእ ዘሚቶም እዮም። (ዘሁ. 31:32-34) ይኹን እምበር፡ ናብ ምድሪ ተስፋ ኽሳዕ ዚኣትዉ ማና ይበልዑ ነበሩ።—እያ. 5:10-12።