እግረ ጽሑፍ b መግለጺ ስእሊ፦ ሓንቲ ሰበይቲ ኣብ ወጻኢ እቲ ኣኼባ ዞባ እንገብረሉ መአከቢ ዝቘሙ ተጻረርቲ ድሕሪ ምርኣያ፡ ናብ ዓረብያ ጽሑፋት ቀሪባ ቓል ሓቂ ትሰምዕ።