እግረ ጽሑፍ a መጽሓፍ ቅዱስ፡ እቲ ሓደ ሰብ ብሓቂ ኻብ ሓጢኣትን ሞትን ዚድሕነሉ እዋን ገና እኳ እንተ ዀነ፡ ድሮ ‘ኸም ዝደሓነ’ ገይሩ ይገልጽ እዩ።—ኤፌሶን 2:5፣ ሮሜ 13:11።