እግረ ጽሑፍ c ኣብ ቫይንስ ኮምፕሊት ኤክስፖዚቶሪ ዲክሽነሪ ኦቭ ኦልድ ኤንድ ኒው ተስታመንት ርአ። ኣብ ማቴዎስ 5:11፡ የሱስ፡ ሰባት ብዛዕባ ሰዓብቱ ኽፉእ “ዘበለ” ኸም ዚዛረቡ ንምግላጽ ተመሳሳሊት ግሪኽኛ ቓል እዩ ተጠቒሙ።—ኢንተርናሽናል ስታንዳርድ ቨርሽን።