እግረ ጽሑፍ
a እቲ ኣብ ገላትያ 5:19-21 ተዘርዚሩ ዘሎ 15 ኸቢድ ሓጢኣት፡ ንዅሉ ሓጢኣት ዜጠቓልል ኣይኰነን፣ ከመይሲ፡ መጽሓፍ ቅዱስ ነዚ ዝርዝር እዚ ምስ ሃበ፡ “ከምዚ ዝኣመሰለ ኻልእ እውን” ዚብል ቃላት ወሲኹ እዩ። ስለዚ፡ እቲ ኣንባቢ ነቲ ኣብዚ ዘይተዘርዘረ “ኸምዚ ዝኣመሰለ” ተባሂሉ ዘሎ ሓጢኣት ምእንቲ ኼለልዮ፡ ንናይ ምስትውዓል ክእለቱ ኺጥቀም ኣለዎ።