እግረ ጽሑፍ a ሓድሓደ ግዜ፡ መጽሓፍ ቅዱስ ነታ “መፍትሕ” እትብል ቃል ከም ምልክት ስልጣንን ሓላፍነትን ገይሩ ይጥቀመላ እዩ።—ኢሳይያስ 22:20-22፣ ራእይ 3:7, 8።