እግረ ጽሑፍ b ሳምራውያን ካብ ኣይሁድነት እተፈልየ ሃይማኖት እዩ ነይርዎም፣ ግናኸ፡ ሃይማኖቶም ንገለ ኻብቲ ኣብ ሕጊ ሙሴ ዚርከብ ትምህርትታትን ልምድታትን ዘጠቓለለ እዩ ነይሩ።