እግረ ጽሑፍ a ኣብ ኪንግ ጀምስ ቨርሽን ዚብሃል ትርጉም መጽሓፍ ቅዱስ፡ ኣብ ራእይ 1:11 ራብዓይ ሳዕ ይርከብ እዩ። ኰይኑ ግና፡ ኣብቲ ዝቐደመ ኢደ ጽሑፋት ግሪኽኛ ስለ ዘይርከብ፡ እዚ ድማ ኣብቲ ዝደሓረ ቕዳሓት ጽሑፋት እተወሰኸ ምዃኑ ዚሕብር ብምዃኑ፡ መብዛሕትኡ ዘመናዊ ትርጉማት ነዚ ኣልጊስዎ ኣሎ።