ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ኢሳይያስ 4
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

ኢሳይያስ—ትሕዝቶ

      • ሸውዓተ ኣንስቲ ንሓደ ሰብኣይ (1)

      • እቲ የሆዋ ዜጠጥዖ ግሩም ኪኸውን እዩ (2-6)

ኢሳይያስ 4:1

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ማለት፡ ዘይተመርዓዋን ውላድ ዘይብለንን ምዃነን ዜምጽኦ ውርደት።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 3:25
  • +ዘፍ 30:22, 23፣ ሉቃ 1:24, 25

ኢሳይያስ 4:2

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 30:23፣ ዮኤ 3:18፣ ዘካ 9:17

ኢሳይያስ 4:3

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 32:32, 33

ኢሳይያስ 4:4

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ምንጻህን።”

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ንቐልቀል።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ህዝ 22:20-22
  • +ህዝ 36:25

ኢሳይያስ 4:5

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 13:21፣ ዘሁ 9:15፣ ዘካ 2:4, 5

ኢሳይያስ 4:6

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 121:5
  • +ኢሳ 25:4

ሓፈሻዊ

ኢሳ. 4:1ኢሳ 3:25
ኢሳ. 4:1ዘፍ 30:22, 23፣ ሉቃ 1:24, 25
ኢሳ. 4:2ኢሳ 30:23፣ ዮኤ 3:18፣ ዘካ 9:17
ኢሳ. 4:3ዘጸ 32:32, 33
ኢሳ. 4:4ህዝ 22:20-22
ኢሳ. 4:4ህዝ 36:25
ኢሳ. 4:5ዘጸ 13:21፣ ዘሁ 9:15፣ ዘካ 2:4, 5
ኢሳ. 4:6መዝ 121:5
ኢሳ. 4:6ኢሳ 25:4
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
ኢሳይያስ 4:1-6

ኢሳይያስ

4 በታ መዓልቲ እቲኣ፡ ሸውዓተ ኣንስቲ ንሓደ ሰብኣይ ኣጽኒዐን ኪሕዛኦ፡+

“እንጌራና ኽንበልዕ፡

ክዳንና እውን ክንክደን ኢና፣

ውርደትና* ኸተርሕቕሲ፡+

ብስምካ ኽንጽዋዕ ጥራይ ፍቐደልና” ኺብላኦ እየን።

2 በታ መዓልቲ እቲኣ፡ እቲ የሆዋ ዜጠጥዖ ንጌጽን ንኽብርን ኪኸውን፡ ፍረ እታ ምድሪ ድማ ሓበንን ጽባቐን እቶም ተረፍ እስራኤል ኪኸውን እዩ።+ 3 ኣብ ጽዮን እተሓድገን ኣብ የሩሳሌም ዝተረፈን፡ ኵሉ እቲ ኣብ የሩሳሌም ንህይወት እተጻሕፈ፡ ቅዱስ ኪብሃል እዩ።+

4 የሆዋ ብመንፈስ ፍርድን ብመንፈስ ምንዳድን፡*+ ንርስሓት* ኣዋልድ ጽዮን ምስ ሓጸበ፡+ ንምፍሳስ ደም የሩሳሌም ካብ ማእከላ ምስ ኣጽረየ፡ 5 የሆዋ ኣብ ልዕሊ ብዘሎ ቦታ ኸረን ጽዮንን ኣብ ልዕሊ ቦታ ኣኼባታታን፡ ደበናን ትክን ብመዓልቲ፡ ብሩህ ሃልሃልታ ሓዊ ድማ ብለይቲ ኺፈጥር እዩ፣+ ኣብ ልዕሊ ኽቡር ዘበለ ዅሉስ መዕቈቢ ኪኸውን እዩ። 6 ኣብኡ ኸኣ ብመዓልቲ ኻብ ሃሩር መጽለሊ፡+ ካብ ሃጽፍን ዝናምን እውን መዕቈብን መዕቀልን ዚኸውን ዳስ ኪህሉ እዩ።+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ