ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ኢሳይያስ 15
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

ኢሳይያስ—ትሕዝቶ

      • ኣንጻር ሞኣብ እተዘርበ ኸቢድ መልእኽቲ (1-9)

ኢሳይያስ 15:1

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኤር 9:25, 26፣ ህዝ 25:11
  • +ዘሁ 21:28፣ ዘዳ 2:9
  • +2ነገ 3:24, 25፣ ኤር 48:31

ኢሳይያስ 15:2

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ናብታ ቤተ መቕደስን።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኤር 48:18
  • +ኤር 48:1
  • +ዘሁ 21:30፣ እያ 13:15-17
  • +ዘዳ 14:1
  • +ኤር 48:36, 37

ኢሳይያስ 15:3

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኤር 48:38

ኢሳይያስ 15:4

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ነፍሱ ተንቀጥቅጥ ኣላ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሁ 32:37፣ ኢሳ 16:9
  • +መሳ 11:20

ኢሳይያስ 15:5

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 13:10
  • +ኤር 48:34
  • +ኤር 48:3, 5

ኢሳይያስ 15:7

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ርባ።”

ኢሳይያስ 15:8

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኤር 48:20

ኢሳይያስ 15:9

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ነገ 17:25, 26

ሓፈሻዊ

ኢሳ. 15:1ኤር 9:25, 26፣ ህዝ 25:11
ኢሳ. 15:1ዘሁ 21:28፣ ዘዳ 2:9
ኢሳ. 15:12ነገ 3:24, 25፣ ኤር 48:31
ኢሳ. 15:2ኤር 48:18
ኢሳ. 15:2ኤር 48:1
ኢሳ. 15:2ዘሁ 21:30፣ እያ 13:15-17
ኢሳ. 15:2ዘዳ 14:1
ኢሳ. 15:2ኤር 48:36, 37
ኢሳ. 15:3ኤር 48:38
ኢሳ. 15:4ዘሁ 32:37፣ ኢሳ 16:9
ኢሳ. 15:4መሳ 11:20
ኢሳ. 15:5ዘፍ 13:10
ኢሳ. 15:5ኤር 48:34
ኢሳ. 15:5ኤር 48:3, 5
ኢሳ. 15:8ኤር 48:20
ኢሳ. 15:92ነገ 17:25, 26
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
ኢሳይያስ 15:1-9

ኢሳይያስ

15 ኣንጻር ሞኣብ እተዘርበ ኸቢድ መልእኽቲ፦+

ብሓንቲ ለይቲ ስለ ዝዓነወት፡

ኣብ ሞኣብ ዘላ ዓር+ ስቕ ክትብል እያ።

ብሓንቲ ለይቲ ስለ ዝዓነወት፡

ኣብ ሞኣብ ዘላ ቂር+ ስቕ ክትብል እያ።

 2 ኪበክስ ናብታ ቤትን* ናብ ዲቦንን፡+

ናብ በረኽቲ ደዪቡ።

ሞኣብ ኣብ ልዕሊ ኔቦን+ ኣብ ልዕሊ ሜድባን+ ዋይዋይ ትብል ኣላ።

ኵሉ ርእሲ ተላጽዩ እተመልጠ፡+ ኵሉ ጭሕሚ ድማ ቍሩጽ እዩ።+

 3 ኣብ ጐደናታት ማቕ ተዓጢቖም ኣለዉ።

ኣብ ናሕስታቶምን ኣብ ኣደባባያቶምን ኵላቶም ዋይዋይ ይብሉ ኣለዉ፣

እናበኸዩ ይወርዱ ኣለዉ።+

 4 ሔስቦንን ኤልዓለን+ የእውያ ኣለዋ፣

ድምጸን ክሳብ ያሃጽ+ ይስማዕ ኣሎ።

ስለዚ፡ ዕጡቓት ሞኣብ ይጭርሑ ኣለዉ።

ንሱ የንቀጥቅጥ ኣሎ።*

 5 ልበይ ንሞኣብ የእውየላ ኣሎ።

ህዱማታ ኽሳብ ጾዓርን+ ኤግላት-ሸሊሽያን+ ሃዲሞም ኣለዉ።

ኣብ ዓቐበት ሉሒት ኪድይቡ ኸለዉ ይበኽዩ፡

ናብ ሖሮናይም ኣብ ዚወስድ መገዲ እውን በቲ መዓት የእውዩ ኣለዉ።+

 6 ማያት ኒምሪምሲ ነጺፉ፡

ሳዕሪ ኸኣ ነቒጹ፣

ሳዕሪ ተወዲኡ፡ ሓምላይ ዘበለ እውን ኣይተረፈን።

 7 ስለዚ፡ ነቲ ኻብ መኽዘኖምን ካብ ሃብቶምን ዝተረፈ ይወስድዎ፡

ስንጭሮ* ኣእዋም ዓራባ ድማ ይሳገሩ ኣለዉ።

 8 እቲ ኣውያትሲ ኣብ ብዘሎ ሃገር ሞኣብ የቃልሕ ኣሎ።+

እቲ ዋይዋይታ ኽሳብ ኤግላይም ይበጽሕ፡

እቲ ዋይዋይታ ኽሳብ ብኤር-ኤሊም ይበጽሕ ኣሎ።

 9 ማያት ዲሞንሲ ደም መሊኡ ኣሎ፣

ንዲሞን ከኣ ገና ተወሳኺ ነገር ኣሎኒ፦

ነቶም ዘምለጡ ናይ ሞኣብ፡

ነቶም ኣብታ ምድሪ ዝተረፉ ኣንበሳ ኽሰድድ እየ።+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ