ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ኢሳይያስ 21
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

ኢሳይያስ—ትሕዝቶ

      • ኣንጻር በረኻ ባሕሪ እተዘርበ ኸቢድ መልእኽቲ (1-10)

        • ኣብ ግምቢ ዘብዐኛ ዄንካ ምሕላው (8)

        • “ባቢሎን ወዲቓ!” (9)

      • ኣንጻር ዱማን ጐልጐል ምድረ በዳን እተዘርበ ኸቢድ መልእኽቲ (11-17)

        • “ኣታ ሓላዊ፡ ብዛዕባ ለይቲ እንታይ ትብል፧” (11)

ኢሳይያስ 21:1

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ንዞባ ጥንታዊት ባቢሎንያ ዜመልክት ኪኸውን ኣለዎ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 13:1, 20
  • +ኢሳ 13:4, 18

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/12/2006፡ ገጽ 11

    ራእይ፡ ገጽ 240

    ትንቢት ዳንኤል፡ ገጽ 110

ኢሳይያስ 21:2

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኤር 51:11, 28፣ ዳን 5:28, 30
  • +መዝ 137:1፣ ኢሳ 14:4, 7፣ 35:10

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ትንቢት ዳንኤል፡ ገጽ 110

ኢሳይያስ 21:3

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ሕቘይ (ምሕኵልተይ) ቃንዛ መሊእዎ ኣሎ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኣን 3:16

ኢሳይያስ 21:5

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዳን 5:1

ኢሳይያስ 21:6

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/1/2000፡ ገጽ 7

ኢሳይያስ 21:7

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/1/2000፡ ገጽ 8

ኢሳይያስ 21:8

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ህዝ 3:17፣ ኣን 2:1

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ራእይ፡ ገጽ 260

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/4/2000፡ ገጽ 30

    1/1/2000፡ ገጽ 8፡ 11

ኢሳይያስ 21:9

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኤር 50:3, 9፣ 51:27, 28
  • +ኢሳ 13:19፣ 14:4፣ 45:1፣ ኤር 51:8፣ ዳን 5:28, 30፣ ራእ 14:8፣ 18:2
  • +ኤር 50:2፣ 51:44, 52

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ራእይ፡ ገጽ 260

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/1/2000፡ ገጽ 7-8

ኢሳይያስ 21:10

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ወዲ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ነገ 8:46

ኢሳይያስ 21:11

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ትርጉሙ፡ “ስቕታ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 32:3፣ ዘዳ 2:8፣ መዝ 137:7

ኢሳይያስ 21:13

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኤር 25:17, 23

ኢሳይያስ 21:14

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እዮ 6:19፣ ኤር 25:17, 23

ኢሳይያስ 21:16

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ዕሱብ ከም ዚገብሮ ጌርካ ብጥንቃቐ ኪቝጸር ከሎ፡ ኣብ ውሽጢ ሓንቲ ዓመት፣” ማለት፡ ብልክዕ ኣብ ዓመት።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 25:13፣ መዝ 120:5፣ መሃ 1:5፣ ኢሳ 42:11፣ ኤር 49:28፣ ህዝ 27:21

ሓፈሻዊ

ኢሳ. 21:1ኢሳ 13:1, 20
ኢሳ. 21:1ኢሳ 13:4, 18
ኢሳ. 21:2ኤር 51:11, 28፣ ዳን 5:28, 30
ኢሳ. 21:2መዝ 137:1፣ ኢሳ 14:4, 7፣ 35:10
ኢሳ. 21:3ኣን 3:16
ኢሳ. 21:5ዳን 5:1
ኢሳ. 21:8ህዝ 3:17፣ ኣን 2:1
ኢሳ. 21:9ኤር 50:3, 9፣ 51:27, 28
ኢሳ. 21:9ኢሳ 13:19፣ 14:4፣ 45:1፣ ኤር 51:8፣ ዳን 5:28, 30፣ ራእ 14:8፣ 18:2
ኢሳ. 21:9ኤር 50:2፣ 51:44, 52
ኢሳ. 21:101ነገ 8:46
ኢሳ. 21:11ዘፍ 32:3፣ ዘዳ 2:8፣ መዝ 137:7
ኢሳ. 21:13ኤር 25:17, 23
ኢሳ. 21:14እዮ 6:19፣ ኤር 25:17, 23
ኢሳ. 21:16ዘፍ 25:13፣ መዝ 120:5፣ መሃ 1:5፣ ኢሳ 42:11፣ ኤር 49:28፣ ህዝ 27:21
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
  • 15
  • 16
  • 17
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
ኢሳይያስ 21:1-17

ኢሳይያስ

21 ኣንጻር በረኻ ባሕሪ* እተዘርበ ኸቢድ መልእኽቲ፦+

ከምቲ ኣብ ደቡብ ዚነፍስ ህቦብላ ንፋስ ዝበለ፡

ካብ በረኻ፡ ካብ ዜፍርህ ምድሪ ይመጽእ ኣሎ።+

 2 ዜሰቅቕ ራእይ ተነግረኒ፦

ጠላሚ ይጠልም ኣሎ፣

መጥፍኢ የጥፍእ ኣሎ።

ኣቲ ዔላም፡ ደይቢ! ኣቲ ሜዶን፡+ ክበቢ!

ንዅሉ እቲ ዘምጽኣቶ እህህታ መወዳእታ ኽገብረሉ እየ።+

 3 ስለዚ፡ ብርቱዕ ቃንዛ ኣሎኒ።*+

ከምቲ እትወልድ ሰበይቲ እትዀኖ፡

ምንፍርፋር ሒዙኒ ኣሎ።

ካብ ጭንቂ እተላዕለ ኽሰምዕ ኣይከኣልኩን፣

ካብ ርባጸ እተላዕለ ኽርኢ ኣይከኣልኩን።

 4 ልበይ ተመሊሑ፣ ብራዕዲ ፈጥፈጥ ኢለ።

እቲ ዝናፍቖ ጽልግልግታ፡ ራዕራዕ የብለኒ ኣሎ።

 5 መኣዲ ይዳሎ፡ መናብር ይሰራዕ!

ይበላዕን ይሰተን!+

ኣቱም መሳፍንቲ፡ ተንስኡ ዋልታ ቕብኡ!

 6 የሆዋስ ከምዚ እዩ ዝበለኒ፦

“ኪድ እሞ ሓላዊ ኣቑም፣ ንሱ እውን ነቲ ዝረኣዮ ይንገር።”

 7 ንሱ ኸኣ ሰረገላ ጽምዲ ኣፍራስ፡

ሰረገላ ኣእዱግ፡

ሰረገላ ኣግማል ረኣየ።

ምስ ብዙሕ ኣቓልቦ ድማ፡ ተጠንቂቑ ሓለወ።

 8 ድሕሪኡ፡ ከም ኣንበሳ ኸምዚ ኢሉ ተዳህየ፦

“ኦ የሆዋ፡ ወትሩ ብመዓልቲ ኣብ ግምቢ ዘብዐኛ ደው ኢለ ኣለኹ፣

ለይቲ ለይቲ እውን ኣብ መሐለውየይ ቈይመ ኣለኹ።+

 9 ሰባት ኣብ ሰረገላ ጽምዲ ኣፍራስ ተወጢሖም+

እነዉ ይመጹ ኣለዉ!”

ድሕርዚ፡ ከምዚ ኢሉ ተዛረበ፦

“ወዲቓ! ባቢሎን ወዲቓ!+

ንዅሉ ቕሩጽ ምስልታታ ኣብ ምድሪ ሰባቢርዎ።”+

10 ኣታ እተኼድካ ህዝበይ፡

ኣታ ፍረ* ዓውደይ፡+

ካብ የሆዋ ጐይታ ሰራዊት ኣምላኽ እስራኤል ዝሰማዕክዎ ነጊረካ ኣለኹ።

11 ኣንጻር ዱማ* እተዘርበ ኸቢድ መልእኽቲ፦

“ኣታ ሓላዊ፡ ብዛዕባ ለይቲ እንታይ ትብል፧

ኣታ ሓላዊ፡ ብዛዕባ ለይቲ እንታይ ትብል፧”

ኢሉ ኻብ ሰዒር ይድሃየኒ ኣሎ።+

12 እቲ ሓላዊ ኸኣ፡

“ንግሆ ይመጽእ ኣሎ፡ ለይቲ እውን።

ትሓትቱ እንተ ዄንኩም፡ ሕተቱ።

መሊስኩም ምጹ!” በለ።

13 ኣንጻር ጐልጐል ምድረ በዳ እተዘርበ ኸቢድ መልእኽቲ፦

ኣቱም ቃፍላይ ዴዳን፡+

ኣብ ዱር ኣብ ጐልጐል ምድረ በዳ ኽትሓድሩ ኢኹም።

14 ኣቱም ነበርቲ ምድሪ ቴማ፡+

ንጽሙኣት ንምቕባል ማይ ኣምጽኡ፣

ንዚሃድም ድማ እንጌራ ኣምጽኡ።

15 ንሳቶምሲ ኻብ ኣስያፍ፡ ካብ እተመልሐ ሰይፊ፡

ካብ እተገተረ ቐስቲ፡ ካብ ሕሰም ውግእ ዝሃደሙ እዮም።

16 የሆዋስ ከምዚ ኢሉኒ እዩ፦ “ኣብ ውሽጢ ሓንቲ ዓመት፡ ከም ዓመታት ዕሱብ፡* ኵሉ ኽብሪ ቄዳር+ ኬብቅዕ እዩ። 17 የሆዋ ኣምላኽ እስራኤል ተዛሪቡ እዩ እሞ፡ እቶም ዚተርፉ ቐስተኛታት ጀጋኑ ቄዳር ሒደት ኪዀኑ እዮም።”

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ