ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • sjj መዝሙር 115
  • ምስጋና ንትዕግስቲ ኣምላኽ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ምስጋና ንትዕግስቲ ኣምላኽ
  • ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ምስጋና ንትዕግስቲ ኣምላኽ
    ንየሆዋ ዘምሩሉ
  • ነቲ ኣጋጣሚ ኽትጥቀመሉ ዲኻ፧
    ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2014
  • ንትዕግስቲ የሆዋ ቕድሓዮ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2006
  • “ንየሆዋ እንታይ ውሬታ ኽመልሰሉ እየ፧”
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2016
ዝያዳ ርአ
ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
sjj መዝሙር 115

መዝሙር 115

ምስጋና ንትዕግስቲ ኣምላኽ

ብወረቐት ኣብ እተሓትመ

(2 ጴጥሮስ 3:15)

  1. 1. ብርቱዕ ኢኻ፡ ሓያል ኣምላኽና፣

    ፈታው ተግባራት ቅንዕና።

    ምድሪ ብእከይ መሊኣ፣

    ተጕህየካ ንኽትርእያ።

    ኣይተደንጕያን መዓልትኻ፣

    ዚከዓወላ ቝጥዓኻ።

    (ኣዝማች)

    ብተስፋ ንጽበ’ሎና፡

    ንዓብዪ ስምካ ’ናወደስና።

  2. 2. ንሽሕ ዓመት ጌርካ ትቘጽሮ፡

    ከም መዓልቲ፡ ከም ቍንጣሮ።

    ቀሪባ’ያ መዓልትኻ፣

    ኣይትድንጕን ካብ መደብካ።

    ’ተ ጸላእካ’ኳ ዅሉ ሓጥያት፣

    ንስሓ ርኢኻ ትድሰት።

    (ኣዝማች)

    ብተስፋ ንጽበ’ሎና፡

    ንዓብዪ ስምካ ’ናወደስና።

(ነህ. 9:30፣ ሉቃ. 15:7፣ 2 ጴጥ. 3:8, 9 እውን ርአ።)

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ