ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • sjj መዝሙር 138
  • ጽባቐ ሽበት

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ጽባቐ ሽበት
  • ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ጸሎተይ ስማዕ
    ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
  • ሓይልና፡ ተስፋና፡ እምንቶና
    ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
  • ክንጻወር ኢና
    ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
  • ክንጻወር ኢና
    ንየሆዋ ዘምሩሉ—ሓድሽ መዝሙራት
ዝያዳ ርአ
ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
sjj መዝሙር 138

መዝሙር 138

ጽባቐ ሽበት

ብወረቐት ኣብ እተሓትመ

(ምሳሌ 16:31)

  1. 1. ብዕድመ ዝደፍኡ፡

    ዜፍቅሩ ቓሉ፣

    ተጻዊሮም እነዉ፡

    ከይተሓለሉ።

    ’ተ ደኸመ ጕልበቶም፡

    ሞት ተ’ ጸለዎም፡

    ኣቦ፡ ርአ እምነቶም፡

    ሃቦም’ውን ዓስቦም።

    (ኣዝማች)

    ኦ ኣምላኽ፡ ዘክሮ፡

    ኵሉ እምነቶም፣

    ኣጸናንዓዮም፡

    ‘ንፉዓት’ በሎም።

  2. 2. ጽባቐ እዩ ሽበት፡

    ዘለዎ ጽድቂ፣

    ኣብ የሆዋ ኽቡር’ዩ፡

    ዚፈቱ ሓቂ።

    መንእሰያት ምንባሮም፡

    ወትሩ ንዘክር፣

    ካብ ሰናይ ኣብነቶም፡

    ሃየ ንምሃር።

    (ኣዝማች)

    ኦ ኣምላኽ፡ ዘክሮ፡

    ኵሉ እምነቶም፣

    ኣጸናንዓዮም፡

    ‘ንፉዓት’ በሎም።

(መዝ. 71:9, 18፣ ምሳ. 20:29፣ ማቴ. 25:21, 23፣ ሉቃ. 22:28፣ 1 ጢሞ. 5:1 እውን ርአ።)

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ