ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • sjj መዝሙር 94
  • ንኣምላኽ ስለቲ ቓሉ ነመስግኖ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ንኣምላኽ ስለቲ ቓሉ ነመስግኖ
  • ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ኣብ ቃል የሆዋ ተወከል
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2005
  • “ብዅሉ ኣመስግኑ”
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2019
  • ቃል ኣምላኽ ንመገድኻ ብርሃን ከም ዚኸውን ግበሮ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2005
  • ቅዱሳት ጽሑፋት—መንፈስ ኣምላኽ ዝነፈሶ
    ንየሆዋ ዘምሩሉ
ዝያዳ ርአ
ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
sjj መዝሙር 94

መዝሙር 94

ንኣምላኽ ስለቲ ቓሉ ነመስግኖ

ብወረቐት ኣብ እተሓትመ

(ፊልጲ 2:16)

  1. 1. የሆዋ ኣቦና፡ ነመስግነካ፣

    ስለ ዝሃብካና ’ቲ ቕዱስ ቃልካ!

    ቅዱስ ጽሑፍ ኣጽሒፍካ፡

    ሓራ ዜውጽኣና፣

    ብርሃን ዜብርሃልና ንመገድና።

  2. 2. ቃልካ ዚዓዪ’ዩ፡ ወትሩ ጠቓሚ፣

    ልብና ዚሓስቦ ዅሉ ይመሚ።

    ሕግታትካ ፍጹም’ዩ፡

    ፍርድታትካ ሓቂ፣

    ኣብኡ’ያ ’ትስረት መገዲ ጽድቂ።

  3. 3. ቃልካ ዚትንኪ’ዩ ውሽጢ ልብና፣

    ነብያትካ ሰባት’ዮም ከምዚ ኸማና።

    እምነትና ኸነደልድል

    ርድኣና ብቓልካ፣

    ስለቲ ህያብካ ነመስግነካ!

(መዝ. 19:9፣ 119:16, 162፣ 2 ጢሞ. 3:16፣ ያእ. 5:17፣ 2 ጴጥ. 1:21 እውን ርአ።)

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ