ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • sjj መዝሙር 61
  • ኣቱም መሰኻኽሩ፡ ኪዱ ሰጕሙ!

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ኣቱም መሰኻኽሩ፡ ኪዱ ሰጕሙ!
  • ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ኣቱም መሰኻኽሩ፡ ኪዱ ሰጕሙ!
    ንየሆዋ ዘምሩሉ
  • ብስራት መንግስቲ ኣምላኽ ንስበኽ!
    ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
  • ኪጸንዑ ኣሰልጥኖም
    ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
  • ኪጸንዑ ኣሰልጥኖም
    ንየሆዋ ዘምሩሉ—ሓድሽ መዝሙራት
ዝያዳ ርአ
ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
sjj መዝሙር 61

መዝሙር 61

ኣቱም መሰኻኽሩ፡ ኪዱ ሰጕሙ!

ብወረቐት ኣብ እተሓትመ

(ሉቃስ 16:16)

  1. 1. ኣገልገልቲ ያህ ጸኒዖም ይነብሩ፣

    ድምብርጽ ኣይብሎም፡ ከቶ ኣይሽበሩ።

    ሰይጣን’ኳ ’ተ ኣለመ ውዲት፡

    ሓይሊ የሆዋ የስንቖም’ዩ ትብዓት።

    (ኣዝማች)

    ኣቱም መሰኻኽሩ፡ ኪዱ ሰጕሙ!

    ዕዮ ኣምላኽ ድማ ብታሕጓስ ፈጽሙ!

    ገነት ምቕራባ ንዅሉ ሰብ ንገሩ!

    በረኸቱ ንምድሪ ሓብሩ!

  2. 2. ኣገልገልቲ ኣምላኽ ምሾት ኣይደልዩን፣

    ንዓለምን ገዛእታን ኣይምብርከኹን።

    ንጽህናኦም ይሕልዉ፣

    ብርኽሰት ምእንቲ ኸይበላሸዉ።

    (ኣዝማች)

    ኣቱም መሰኻኽሩ፡ ኪዱ ሰጕሙ!

    ዕዮ ኣምላኽ ድማ ብታሕጓስ ፈጽሙ!

    ገነት ምቕራባ ንዅሉ ሰብ ንገሩ!

    በረኸቱ ንምድሪ ሓብሩ!

  3. 3. የሆዋ ኣምላኽ መላገጺ ዀይኑ፣

    እቲ ቕዱስ ስሙ ድማ ተጠቂኑ።

    ሃየ ንለዓል ንቐድሶ፣

    ኣብ ቅድሚ ዅሎም ሰባት ንወድሶ።

    (ኣዝማች)

    ኣቱም መሰኻኽሩ፡ ኪዱ ሰጕሙ!

    ዕዮ ኣምላኽ ድማ ብታሕጓስ ፈጽሙ!

    ገነት ምቕራባ ንዅሉ ሰብ ንገሩ!

    በረኸቱ ንምድሪ ሓብሩ!

(ዘጸ. 9:16፣ ፊል. 1:7፣ 2 ጢሞ. 2:3, 4፣ ያእ. 1:27 እውን ርአ።)

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ