ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • sn መዝሙር 45
  • ንሰጕም!

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ንሰጕም!
  • ንየሆዋ ዘምሩሉ
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ንገስግስ!
    ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
  • ‘ብርሃንኩም ይብራህ’
    ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
  • “ነቲ ቓል ስበኽ”
    ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
  • “ኣብ በቤት”
    ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
ዝያዳ ርአ
ንየሆዋ ዘምሩሉ
sn መዝሙር 45

መዝሙር 45

ንሰጕም!

(እብራውያን 6:1)

1. ንሰጕም፡ ንሰጕም ናብ ብስለት ገጽና!

ክእለት ከነጥሪ እዩ ፍቓድ ኣምላኽና፣

ሃየ ኣመሓይሽ ኣገልግሎትካ፡

ኪባረኽ’ዩ ዕዮኻ።

’ዚ ዕዮ ኽፉት’ዩ ንዅሉ፡

ፈሊምዎ ክርስቶስ ባዕሉ፣

ኣብ ኣምላኽ ተጸጋዕ ክትሕዝ ንሓቂ፡

ንኽትጸንዕ ኣብ ጽድቂ።

2. ንሰጕም፡ ንሰጕም፡ ንስበኽ ብትብዓት!

ንዅሉ ሰብ ንስበኽ ናይ ዘልኣለም ብስራት፣

ንወድሶ ንያህ፡ ንሱ’ዩ ኣምላኽ፡

ኣብ በቤት ሃየ ንስበኽ።

ኬፍርሁ ይጽዕሩ እኩያት፡

ንሕና ግን ነፍልጦም ንሰባት፣

ብስራት መንግስቲ ኣምላኽ ነበስር፡

ንሰባት ሓቂ ንንገር።

3. ንሰጕም፡ ንሰጕም፡ ንዕየ ተጊህና፡

ክእለትና ነማዕብል ገና ብዙሕ ኣሎና፣

ብመንፈስ ኣምላኽናውን ንመላለስ፡

ንርከብ ልባዊ ሓጐስ።

ንሰባት ካብ ልቢ ኣፍቅሮም፡

ከይተሓለልካውን ብጽሓዮም፣

ሓግዞም ቀጻሊ መታን ኪዓብዩ፡

ብርሃን ሓቂ ኺርእዩ።

(ፊል. 1:27፣ 3:16፣ እብ. 10:39 እውን ርአ።)

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ