ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • sjj መዝሙር 29
  • ከም ስምና ኽንነብር ሓግዘና

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ከም ስምና ኽንነብር ሓግዘና
  • ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ከም ስምና ምንባር
    ንየሆዋ ዘምሩሉ
  • መርኣያ ፍቕሪ እዩ ዕዮና
    ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
  • “የሆዋ ሕያዋይ ምዃኑ ጥዓሙን ርኣዩን”
    ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
  • ብስራት መንግስቲ ኣምላኽ ንስበኽ!
    ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
ዝያዳ ርአ
ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
sjj መዝሙር 29

መዝሙር 29

ከም ስምና ኽንነብር ሓግዘና

ብወረቐት ኣብ እተሓትመ

(ኢሳይያስ 43:10-12)

  1. 1. የሆዋ ኣምላኽ ዘልኣለም ነባሪ፡

    ፍጹም ብፍትሒ፡ ብሓይሊ፡ ፍቕሪ።

    ጥበብን ሓቅን ካባኻ ይፍልፍል፣

    ንዅሉ ’ትገዝእ ኢኻ ልዑል።

    ነገልግለካ ኢና ተሓጒስና፣

    መንግስትኻ ንእውጅ ኣለና።

    (ኣዝማች)

    ክብሪ’ዩ መሰኻኽርካ ምዃንና።

    ከም ስምና ኽንነብር ሓግዘና!

  2. 2. ኣብ ኣገልግሎት እንገብሮ ሕብረት፡

    የምጽእ’ዩ ፍቕሪ፡ ሰላም፡ ስኒት።

    ከነንጸባርቕ ከለና ኽብርኻ፡

    ምንጪ ደስታና’ዩ ውዳሰኻ።

    ቅዱስ ስምካ ኻብ ኰነ መፍለጢና፡

    ንምቕዳሱ ኽንተግህ ኢና።

    (ኣዝማች)

    ክብሪ’ዩ መሰኻኽርካ ምዃንና።

    ከም ስምና ኽንነብር ሓግዘና!

(ዘዳ. 32:4፣ መዝ. 43:3፣ ዳን. 2:20, 21 እውን ርአ።)

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ