ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • sjj መዝሙር 68
  • ዘርኢ መንግስቲ ኣምላኽ ዝራእ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ዘርኢ መንግስቲ ኣምላኽ ዝራእ
  • ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ዘርኢ እቲ ተመን—ብኸመይ ተቓልዐ፧
    መንግስቲ የሆዋ ይእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—1996
  • “እቲ ዜብቍል ኣምላኽ” እዩ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2008
  • እቲ ዝዓበየ ናይ መጽሓፍ ቅዱስ ቀንዲ ኣርእስቲ
    ራእይ እቲ ዓቢ ፍጻሜኡ ቀሪቡ!
  • ቃል ኣምላኽ ብምፍቃር ዝርከብ ረብሓታት
    መንግስቲ የሆዋ ይእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—1999
ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
sjj መዝሙር 68

መዝሙር 68

ዘርኢ መንግስቲ ኣምላኽ ዝራእ

ብወረቐት ኣብ እተሓትመ

(ማቴዎስ 13:4-8)

  1. 1. ሃየ ተሳተፍ ኣብቲ ዕዮ፡

    የሱስ ሕድሪ ዝሃበካ።

    ቃል ኣትዩ እዩ ኺመርሓካ፡

    መገዱ ኼስተምህረካ።

    እቲ ዘርኢ ሓቂ ይበቍል’ዩ፡

    ቅኑዕ ኣብ ዝልቦም ሰባት።

    ሃየ ተጊህካ ኣበርቲዕካ ዕየ፡

    ምእንቲ ኸተድሕን ህይወት።

  2. 2. ኣብ ኣሳልጦ እቲ ዕዮ፡

    ዓብዪ ጽልዋ’ዩ ዘሎካ።

    እቶም ነቲ ቓል ዚምሃሩስ፡

    ኬድልዮም እዩ ሓገዝካ።

    ዚመጾም ዘበለ ዕንቅፋታት

    መታን ኪሰግሩ ሓግዞም።

    ሽዑ ትሕጐስ ልብኻ ይዓግብ፡

    ሓቂ ምስ በቘለ ኣብ ልቦም።

(ማቴ. 13:19-23፣ 22:37 እውን ርአ።)

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ