ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • sn መዝሙር 12
  • ተስፋ ህይወት ዘለኣለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ተስፋ ህይወት ዘለኣለም
  • ንየሆዋ ዘምሩሉ
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ተስፋ ህይወት ዘለኣለም
    ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
  • ንሓቂ ኣጥርያ
    ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
  • የሆዋ እዩ ስምካ
    ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
  • ህይወት ፈላሚ
    ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
ዝያዳ ርአ
ንየሆዋ ዘምሩሉ
sn መዝሙር 12

መዝሙር 12

ተስፋ ህይወት ዘለኣለም

(መዝሙር 37:29)

1. ናይ ዘልኣለም ህይወት ተስፋ፡

ተዋሂቡ ንሰባት፣

ምድሪ ኺወርስዋ እዮም፡

ዓቃላት፡ ትሑታት።

(ኣዝማች)

ዘልኣለም ንምንባር፡

ካብ ልብና ንጽዓር፣

መብጽዓኡ ዅሉ፡

ሓቂ’ዩ ቓሉ።

2. ኪብጻሕ’ዩ ፍጽምና፡

ኪርከብ’ዩ ሓርነት፣

ምድሪ ሰላም ኬምጽኣላ፡

ናይ ያህ መሪሕነት።

(ኣዝማች)

ዘልኣለም ንምንባር፡

ካብ ልብና ንጽዓር፣

መብጽዓኡ ዅሉ፡

ሓቂ’ዩ ቓሉ።

3. ሰባት ካብ ሞት ምስ ተንስኡ፡

ኣይኪህሉን’ዩ ብኽያት፣

ኣምላኽ ኪሓልየሎም እዩ፡

ኪደርዝውን ንብዓት።

(ኣዝማች)

ዘልኣለም ንምንባር፡

ካብ ልብና ንጽዓር፣

መብጽዓኡ ዅሉ፡

ሓቂ’ዩ ቓሉ።

(ኢሳ. 25:8፣ ሉቃ. 23:43፣ ዮሃ. 11:25፣ ራእ. 21:4 እውን ርአ።)

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ