ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • sn መዝሙር 29
  • ብንጽህና ምምልላስ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ብንጽህና ምምልላስ
  • ንየሆዋ ዘምሩሉ
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ብንጽህና ኽመላለስ እየ
    ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
  • ብንጽህና ተመላለስ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2004
  • ንጽህናኻ ኽትሕሉ ዲኻ፧
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2008
  • ስለምንታይ ንጽህናኻ ትሕሉ፧
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2008
ዝያዳ ርአ
ንየሆዋ ዘምሩሉ
sn መዝሙር 29

መዝሙር 29

ብንጽህና ምምልላስ

(መዝሙር 26)

1. ዎ የሆዋ ጐይታይ ፍረደለይ፡

ተወኪለ ’ባኻ፡ ሓልየ ንጽህናይ።

ውሽጢ ልበይ ሃየ መርምረኒ፡

ነፍሰይ ክትባረኽ፡ ኰታ ኣንጽሃኒ።

(ኣዝማች)

ቈሪጸ’የ፡ ኣንቂደ ኻብ ልበይ፡

ክመላለስ እየ፡ ሓልየ ንጽህናይ።

2. ምስ ሓሰውቲ ኸቶ ኣይቅመጥን፡

ካብ ልበይ እጸልኦ፡ ንማሕበር ረሲኣን፡

ምስ እኩያት ኣይትለክመኒ፡

ንነፍሰይ ሓልዋ፡ ካብኦም ኣድሕነኒ።

(ኣዝማች)

ቈሪጸ’የ፡ ኣንቂደ ኻብ ልበይ፡

ክመላለስ እየ፡ ሓልየ ንጽህናይ።

3. ኣፍቂረዮ ነቲ ቤት ማሕደርካ፡

ካብ ልበይ ፈትየዮ ንጹህ ኣምልኾኻ፣

ክዞሮ’የ ንመሰውኢኻ፡

ብዓውታ ኸዘንቱ ዅሉ ተግባራትካ።

(ኣዝማች)

ቈሪጸ’የ፡ ኣንቂደ ኻብ ልበይ፡

ክመላለስ እየ፡ ሓልየ ንጽህናይ።

(መዝ. 25:2 እውን ርአ።)

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ