ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • sn መዝሙር 20
  • ኣኼባና ባርኸልና

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ኣኼባና ባርኸልና
  • ንየሆዋ ዘምሩሉ
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ኣኼባና ባርኸልና
    ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
  • ክትድሕኑ እንተ ደሊኹም፡ ንየሆዋ ድለይዎ
    ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
  • ኣኼባታት ናይ የሆዋ መሰኻኽር ብኸመይ ይጠቕመካ፧
    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!—ኣሳታፊ ትምህርቲ መጽሓፍ ቅዱስ
  • ንኣምልኾ ኽንእከብ ዘሎና ስለምንታይ ኢና፧
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም መጽናዕቲ)—2016
ዝያዳ ርአ
ንየሆዋ ዘምሩሉ
sn መዝሙር 20

መዝሙር 20

ኣኼባና ባርኸልና

(እብራውያን 10:24, 25)

1. ኣኼባና ባርኸልና፡

ዎ የሆዋ ኣቦና፣

ተቐበሎ ምስጋናና፡

መንፈስካውን ሃበና።

2. ሓግዘና፡ ኣጽርየና፡

ብቓልካውን ምልኣና፣

ንኽንምስክር ምሃረና፡

ብፍቕርኻ ማሚቝና።

3. ፈቃር ኣቦ ኣፍስሰልና፡

ሓድነትን ሰላምን፣

ከነኽብሮ ልዕልናኻ፡

ብቓልን ብተግባርን።

(መዝ. 22:22፣ 34:3፣ ኢሳ. 50:4 እውን ርአ።)

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ