ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • sn መዝሙር 52
  • ንልብኻ ሓልዎ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ንልብኻ ሓልዎ
  • ንየሆዋ ዘምሩሉ
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ንልብና ንሓልዎ
    ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
  • ከም ናይ የሆዋ ዝበለ ልቢ ኣጥሪ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2001
  • ንየሆዋ ብፍጹም ልቢ ኣገልግሎ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2012
  • ንልብኻ ሓልዎ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2001
ዝያዳ ርአ
ንየሆዋ ዘምሩሉ
sn መዝሙር 52

መዝሙር 52

ንልብኻ ሓልዎ

(ምሳሌ 4:23)

1. ህይወት ካብኡ’ያ ’ትፍልፍል፡

ሓሉ ንልብኻ፣

ኣምላኽ ይምርምሮ እዩ፡

ይፈልጦ ውሽጥኻ፣

ልቢ ሕሱም ብምዃኑ፡

ይዅብልል፡ የላግስ፣

ሃየ ተቘጻጸሮ’ሞ፡

ምስ ያህ ተመላለስ።

2. ኣዳልዎ ንልብኻ፡

ንኣምላኽ ክትደሊ፣

ንኽትውድስ፡ ከተመስግን፡

ኣዘውቲርካ ጸሊ፣

ንኣምላኽ ክንእዘዝ ’ግባእ፡

ዚምህረና ዅሉ፣

ሃየ እሙን ልቢ ኣጥሪ፡

ሓጐስ ኣምጽኣሉ።

3. ሓቂ ጥራይ ደኣ ሕሰብ፡

ሓልዎ ልብኻ፣

ንቓል ኣምላኽ ኣፍቅደሉ

ንኼዐርየካ፣

የሆዋ ንእሙናቱ

ብርግጽ የፍቅሮም፣

ካብ ልቢውን ኣገልግሎ፡

ኩን ዓርኪ ዘልኣለም።

(መዝ. 34:1፣ ፊል. 4:8፣ 1 ጴጥ. 3:4 እውን ርአ።)

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ