ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • sn መዝሙር 49
  • የሆዋ እዩ ጸግዕና!

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • የሆዋ እዩ ጸግዕና!
  • ንየሆዋ ዘምሩሉ
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • የሆዋ እዩ መዕቈቢና
    ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
  • የሆዋ መዕቈቢና ኢዩ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2001
  • ‘ኣብ ስም የሆዋ ተማዕቈቡ’
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2011
  • ኣብ የሆዋ ትምዕቈብዶ ኣለኻ፧
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2017
ዝያዳ ርአ
ንየሆዋ ዘምሩሉ
sn መዝሙር 49

መዝሙር 49

የሆዋ እዩ ጸግዕና!

(መዝሙር 91)

1. የሆዋ’ዩ ጸግዕና፡

ንኣምኖ ኣምላኽና፣

ጽላሉ መዕቈቢና፡

ትሕቲኡ ምንባርና።

ንሱ እዩ ሓላዊና፡

እንኣምኖ ትውክልትና፣

የሆዋ ጽኑዕ እምባ፡

ናይቶም ጻድቃን ዓብዪ ዕቝባ።

2. ኪወድቁ ኽትርኢ’ኻ፡

ዋላ ኣብ ጥቓኻ፣

ትቕመጥ ምስ እሙናት፡

እወ ኣስተርሒኻ፣

ኣይትፈርህን ፈጺምካ፡

ስለ ዘይወርድ ኣባኻ፣

ትርእዮ በዒንትኻ፡

ኣብ ናይ ኣምላኽ ዕቝባ ኢኻ።

3. የሆዋ’ዩ ዕቝባኻ፡

ንሱ ይሰትረካ፣

ብፍርሂ ኸይትስነፍ፡

ወትሩ የጽንዓካ፣

ኣንበሳ ኣየፍርሃካ፡

ገበልውን ኣየስግኣካ፣

የሆዋ’ዩ ጸግዕና፡

ንሱ እዩ ሓላዊና።

(መዝ. 97:10፣ 121:3, 5፣ ኢሳ. 52:12 እውን ርአ።)

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ