ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • sn መዝሙር 6
  • ጸሎት ኣገልጋሊ ኣምላኽ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ጸሎት ኣገልጋሊ ኣምላኽ
  • ንየሆዋ ዘምሩሉ
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ነቲ “ብምሕረት ሃብታም” ዝዀነ ኣምላኽ ኢና እነገልግል
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2021
  • ‘ኣቦኹም መሓሪ እዩ’
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2007
  • “ኣምላኽ ኵሉ ምጽንናዕ”
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2008
  • ከቶ ዘይተቋርጽ ፍቕሪ ኣማዕብል
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2009
ዝያዳ ርአ
ንየሆዋ ዘምሩሉ
sn መዝሙር 6

መዝሙር 6

ጸሎት ኣገልጋሊ ኣምላኽ

(ኤፌሶን 6:18)

1. ልዑላዊ የሆዋ ኣቦ፡

ዓብዪ ስምካ ኽብሪ ይወሃቦ፣

ክንደይ ሰፊሕ እዩ ምሕረትካ፡

ዝጸብጸብካ’ኳ ’ተ ጸብጸብካ፣

ብዙሕ’ኳ ’ተ ጸብጸብካ፡

ሰፊሕ’ዩ ’ቲ ምሕረትካ።

2. ፍቕሪ ሓቂ ንኸነሕድር፡

ሓግዘና ፍቓድካ ኽንገብር፣

ንኽንሕሉውን ትእዛዛትካ፡

ንኽንምግበን ነባጊዕካ፣

ንኽንምግብ በጊዕካ፡

ክንሕሉ ትእዛዛትካ።

3. ነእምሮና ጥበብ ምልኣዮ፡

ንልብና ብፍቕሪ ኣርውዮ፣

ፍቕርን ምሕረትን ከነርእዮም፡

ንዅሎም ሰባት ክንሕግዞም፣

ንሰባት ክንሕግዞም፡

ፍቕርና ኸነርእዮም።

(መዝ. 143:10፣ ዮሃ. 21:15-17፣ ያእ. 1:5 እውን ርአ።)

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ