ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • sn መዝሙር 36
  • “ኣምላኽ ዘጋጠሞ”

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • “ኣምላኽ ዘጋጠሞ”
  • ንየሆዋ ዘምሩሉ
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • “ኣምላኽ ዝጸመዶ”
    ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
  • መውስቦ
    ንቕሑ!—2013
  • ገደብ ኣልቦ ህይወት!
    ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
  • ተስፋ ህይወት ዘለኣለም
    ንየሆዋ ዘምሩሉ
ዝያዳ ርአ
ንየሆዋ ዘምሩሉ
sn መዝሙር 36

መዝሙር 36

“ኣምላኽ ዘጋጠሞ”

(ማቴዎስ 19:5, 6)

1. ቅዱስ’ዩ መውስቦ፡

ብሰለስተ ጥሙር፡

ፈጣሪናን ሰባትን፡

ኰይኖምዎ ምስክር፣

ቃል ኣትዩ ንኼርእያ፡

ፍቕሪ ዀነ ሓልዮ፣

(ኣዝማች)

‘ኣምላኽ ዘጋጠሞሲ

ማንም ኣይፍለዮ።’

2. ንኺምርሑሉ

ቃል ኣምላኽ መርሚሮም፡

በረኸቱ ይደልዩ፡

ኪፍጽሙ ቓሎም፣

ቃል ኣትያ ንኸተርኢ፡

ፍቕሪ ዀነ ሓልዮ፣

(ኣዝማች)

‘ኣምላኽ ዘጋጠሞሲ

ማንም ኣይፍለዮ።’

(ዘፍ. 2:24፣ መክ. 4:12፣ ኤፌ. 5:22-33 እውን ርአ።)

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ