ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • sn መዝሙር 1
  • ባህርያት የሆዋ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ባህርያት የሆዋ
  • ንየሆዋ ዘምሩሉ
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ባህርያት የሆዋ
    ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
  • “እቶም ኣርባዕተ ዝገጾም ህያዋን ፍጡራት” መን እዮም፧
    ንጹህ ኣምልኾ የሆዋ—ኣማስያኡስ ተመሊሱ!
  • ንየሆዋ ምእንቲ ኸተሞግስዎ ‘ብርሃንኩም ይብራህ’
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2018
  • ጸሎት ኣገልጋሊ ኣምላኽ
    ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
ዝያዳ ርአ
ንየሆዋ ዘምሩሉ
sn መዝሙር 1

መዝሙር 1

ባህርያት የሆዋ

(ራእይ 4:11)

1. ያህ ኣምላኽና፡ ብርቱዕ ብሓይሊ፡

ምንጪ ብርሃን፡ ናይ ሂወት ፈልፋሊ፣

ይርአ’ዩ ኣብ ፍጥረት ሓይልኻ፡

ኣብታ ዓባይ መዓልትኻ።

2. ’ቲ ዝፋንካ፡ ቈይሙ ኣብ ፍትሒ፡

ኣፍሊጥካውን ጽድቃዊ መምርሒ፣

’ተ ርኢና ነቲ ቕዱስ ቃልካ፡

የንጸባርቕ ንጥበብካ።

3. ፍቕርኻ’ያ ብዘይ መሰታ፡

ኣይንኽእሎን ክንመልስ ውሬታ፣

ባህርያትካ ዀነ ድንቂ ስምካ፡

ክንሰብኮ’ና ንፍጥረትካ።

(መዝ. 36:9፣ 145:6-13፣ ያእ. 1:17 እውን ርአ።)

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ