ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • sn መዝሙር 15
  • ፍጥረት ክብሪ የሆዋ ይገልጽ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ፍጥረት ክብሪ የሆዋ ይገልጽ
  • ንየሆዋ ዘምሩሉ
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ምስ ኣምላኽካ ተመላለስ!
    ንየሆዋ ዘምሩሉ
  • ኣምላኽ ክፈጥር ይጅምር
    መጽሓፈይ ናይ መጽሓፍ ቅዱስ ዛንታታት
  • ሰማያት ክብሪ ኣምላኽ ይነግር
    ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
  • ፍጥረት ክብሪ ኣምላኽ የዘንቱ!
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2004
ንየሆዋ ዘምሩሉ
sn መዝሙር 15

መዝሙር 15

ፍጥረት ክብሪ የሆዋ ይገልጽ

(መዝሙር 19)

1. የሆዋ ’ምላኽ፡ ነፍሰይ ትፈልጠካ፣

ከዋኽብቲ ይእውጅ ክብርኻ፣

ለይቲ ዀነት ከምኡውን መዓልቲ፡

ንኽብርኻ ትነግር፡ ትዝቲ።

ለይቲ ዀነት ከምኡውን መዓልቲ

ንኽብርኻ ትነግር፡ ትዝቲ።

2. ፈጢርካየን ንጸሓይን ወርሕን፡

ገቢርካዮ ቐላያትን ባሕርን፣

ናብ ሰማያት ክንጥምት ከለና፡

ንሰብ ምዝካርካ ይደንቀና።

ናብ ሰማያት ክንጥምት ከለና፡

ንሰብ ምዝካርካ ይደንቀና።

3. ትእዛዛትካ ንጹህ እዩ ሓቂ፡

ሕግታትካ ይበልጽ ካብ ወርቂ፣

ይገብረና ጠቢባን፡ ሰብ ቀልቢ፡

ንዓቅቦ፡ ነሕድሮ ኣብ ልቢ።

ይገብረና ጠቢባን፡ ሰብ ቀልቢ፡

ንዓቅቦ፡ ነሕድሮ ኣብ ልቢ።

(መዝ. 12:6፣ 89:7፣ 144:3፣ ሮሜ 1:20 እውን ርአ።)

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ