ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • sn መዝሙር 41
  • ብመዓልትታት ንእስነትካ ንየሆዋ ኣምልኮ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ብመዓልትታት ንእስነትካ ንየሆዋ ኣምልኮ
  • ንየሆዋ ዘምሩሉ
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ብንእስነትና ንየሆዋ ነምልኮ
    ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
  • ሕያውነትን ሰናይን
    ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
  • ካብ የሆዋ፡ ‘ዓስብኻ ምሉእ ይኹን’
    ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
  • ኣብ ኣኼባና ንተሓደስ
    ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
ዝያዳ ርአ
ንየሆዋ ዘምሩሉ
sn መዝሙር 41

መዝሙር 41

ብመዓልትታት ንእስነትካ ንየሆዋ ኣምልኮ

(መክብብ 12:1)

1. ፍቑራን ኢኹም ዎ መንእሰያት፡

ኣብ ቅድሚ የሆዋውን ክቡራት፣

የሆዋ ፍቕሩ ይዝርግሓልኩም፡

ብስድራ ቤትኩም፡ ብፈተውትኹም።

2. ንወለድኹም እውን ኣኽብሩ፡

ኣይትቋየቑ፡ ’ይትከራኸሩ፣

ኣብ ቅድሚ ዅሉ ዚርከብ ሞገስ፡

ንንእስነትኩም ይመልኦ ሓጐስ።

3. ወትሩ ንፈጣሪኹም ዘክሩ፡

ንሓቂውን ናታትኩም ግበሩ፣

ንኣምላኽ ውፉያት እንተ ዄንኩም፡

ንልቡ ሓጐስ ተምጽኡ ኢኹም።

(መዝ. 71:17፣ ድጕ. 3:27፣ ኤፌ. 6:1-3 እውን ርአ።)

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ