ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • sn መዝሙር 4
  • ኣብ ቅድሚ ኣምላኽ ጽቡቕ ስም ምህላው

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ኣብ ቅድሚ ኣምላኽ ጽቡቕ ስም ምህላው
  • ንየሆዋ ዘምሩሉ
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ኣብ ቅድሚ ኣምላኽ ጽቡቕ ስም ይሃልወና
    ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
  • ስም ኣምላኽ ክንፈልጠሉ ዝግብኣና ምኽንያት
    መለኮታዊ ስም
  • ንስም ኣምላኽ ክንጥቀመሉ ዘሎና ስለምንታይ ኢና፧
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2012
  • ስም ኣምላኽ
    ንቕሑ!—2017
ዝያዳ ርአ
ንየሆዋ ዘምሩሉ
sn መዝሙር 4

መዝሙር 4

ኣብ ቅድሚ ኣምላኽ ጽቡቕ ስም ምህላው

(መክብብ 7:1)

1. ንደሊ ኢና ንምጥራይ ጽቡቕ ስም፡

ባህጊ ኣሎና ፍቓድ ያህ ክንፍጽም፣

ቅኑዕ እንተ ጌርና፡ ’ተ ሓሊና ቓሉ፡

ንልቡ ሓጐስ ነምጽኣሉ።

2. ብላሽ ከንቱ’ዩ፡ ናይዛ ዓለም ዝና፡

ናእዳኣ ዀነ ትህቦ ምስጋና፣

እንተ ብሂግናያ፡ ፈተውታ ’ተ ዄንና፡

ስምረት የሆዋ የስእነና።

3. ልዑል ኣምላኽና፡ ስምና ኺዝክሮ፡

ኣብ መጽሓፉውን፡ ኪጽሕፎ፡ ኬስፍሮ፡

ነዚ’ና ንምነ፡ ናብ ሓቂ ንለግብ፡

ወትሩ ንስምና ንኽንዕቅብ።

(ዘፍ. 11:4፣ ምሳ. 22:1፣ ሚል. 3:16፣ ራእ. 20:15 እውን ርአ።)

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ